Q.Rap M.O.D.B - Bejakhi

Don Paul
ተፀሊለ ኣጉል ኮይነ ኣፍቂረ ነዓኺ yeah yeah
ኣፍቂረ ናዓኺ
ሕዘንሉ ነቱ ልበይ እሺንዶ በልኒ yeah
ንዒንዶ በጃኺ
ኋል ንግስቲ ኢኺ ንጉሳት ዝሰግዱላ
ኃል ጀጋኑ ኢኺ ዘሪኢ ራስ ኣሉላ
ዋዕሮ ካብ ተፈጥሮ
ዝበልፃ ዘይብላ ኣየ የ የ
ልበየ
ኣየ የየ
ኣብ ኢድኪ እያ ዘላ ልበየ yeah yeah
መሊስኪ ኣምፅያ ምስ ቀልበየ yeah yeah
ተፀሊላ ልበይ በዓኺ
ኣይክኣልኩን በይነይ በጃኺ
ምሳኺ እያ ዘላ ቀልበየ yeah yeah
ዘይምሰል መሲለ ኮለል እንተበልኩ
እንጀራ ኮይኑኒ ሪሒቐ እንተኸድኩ
ንኽብርኺ ክብል ሒወተይ መሃብኩ
ኣብ ኢድኪያ ዘላ ልበየ yeah yeah oh oh
እንካብኮነስ ዳሓን እስኪ ክኽእሎየ ኩሉ
ቱትምኒነተይ ካብፈሸለስ ታይከሞ ክብለኩ
ከይክሕዱኺ ተመሊሶም ከመስመስ ናበሉ
ልቢንዶ ግበሪ ቆላሕ ናብ ታሪኪ
ክሰምዕ ኣይደልን NO NO ጉሂኺ ተረፍኪ
ሸቶክ እንከይበለት ናፅነት ካብ ኢድኪ
ንንየው በልዮም OH OH
ኣነየ ዝሕሸኪ
ኣብ ኢድኪ እያ ዘላ ልበየ yeah yeah
መሊስኪ ኣምፅያ ምስ ቀልበየ yeah yeah
ተፀሊላ ልበይ በዓኺ
ኣይክኣልኩን በይነይ በጃኺ
ምሳኺ እያ ዘላ ቀልበየ yeah yeah
ዘይምሰል መሲለ ኮለል እንተበልኩ
እንጀራ ኮይኑኒ ሪሒቐ እንተኸድኩ
ንኽብርኺ ክብል ሒወተይ መሃብኩ
ኣብ ኢድኪያ ዘላ ልበየ yeah yeah oh oh
ኣብ ኢድኪያ ዘላ ቐልበየ
እወ
ኣብ ኢድኪያ ዘላ ልበየ እወ
Aya ya yaah

Written by:
Quincy Murphen

Publisher:
Lyrics © O/B/O DistroKid

Lyrics powered by Lyric Find